ሕጊ መሰል ዋንነት (copyright)ኣብ እትጥቀምሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብኸመይ ይሰርሕ፧

Capture.JPG

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ምስ ኣሕተሙ ወይ ፓብሊሽ ምስገበሩ ፡ ብሓፈሻኡ ከም ስነ-ጽሑፍ ፡ ድራማታት ፡ ሙዚቃውን ስነ-ጥበባውን ዕዮኦም ብመሰል ዋንነት ወይ ኮፒ ራይት መሰል ይህሉ ። Credit: Yui Mok/PA

ብዘይፍቓዶም ናይ ካልእ ሰብ ቪድዮ ወይ ሙዚቃ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣካፊልኩም ትፈልጥዶ ? እዚ ብምግባር ሕጊ መሰል ዋንነት እትጥሕስሉ ኣጋጣሚታት ክህሉ ይኽእ እዩ ። ሕጊ መሰል ዋንነት ነቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክንጥቀመሉ እንኽእልን እንካፈሎን ነገራት ይድርት እዩ ። ነቲ ሕጊ መሰል መሰል ዋንነት ብኸመይ ከም እተተግብሮ ምርዳእ ፡ ሕማቕ ኵነታትን ከቢድ ሳዕቤናትን ንኸየጋጥመካ ዝሕግዘካ እዩ ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service