ክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ናብ ኣውስትራልያ ክመጹ'ዮም፣ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ዓብሊሎሞ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg

Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/01/2025) * ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ይዕብልልዎ፣ * ኣብ’ዚ ዓመት ፈላማይ ብዙር ዓለም ዝስራዕ ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ 'ሳንቶስ ቱር ዳውን ኣንደር' ዛጊት ክልተ ኤርትራውያን ተሳተፍቲ ከምዝኾኑ ተረጋጊጹ፣ * ዚምባብወ ካብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት17 ከምዘንሰሓበት ድሕሪ ምፍላጣ ኢትዮጵያ ብቐጥታ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፈን፣ * ቀዳማይ እግሪ ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ካርሊንግ ካፕ ተኻይዶም ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሓንቲ ሽቶ ትኸውን ኩዕሶ ኣቐቢሉን ካልእ ከኣ ባዕሉ ኣመዝጊቡን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ንኣርሰናል ኣብ ሜድኣ 2-0 ክትስዕራ ሓጊዙ፣ * ኣብ ኤፍኤካፕ ኣርሰናልን ብረንትፈርድን ተገሊፈን፣ * ክልተ ኣሰልጠንቲ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ሰሙን ድሕሪ ምብራሮም ኣብ ወቕቲ 2024/25 ዝተሰጒ ኣሰልጠንቲ ቁጽሮም ሽዱሽተ በጺሑ፣



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service